መጀመርታ ፐይጅ

ናጻ ግእዝ ሶፍትወር ን ማይክሮሶፍት, ኣንድሮኢድ (ሞባይልን ከም ን ኣብነት ሳምሱንግ ወይ ሂዩዋይ ), ሊኑክስ, ማክ ኮምፑተር, ኣፕል ወይ Iphone ካብ ታሕቲ ዘላ ልንክ ዳውንሎውድ ትገብሩ ትኽእሉ እኹም

Free Download GeezIME, Geez Ime

መበገሲ ናይ እዚኣ ፐይጅ ሓደ ንእሽተይ መንእሰይ እዩ ሳጉ ጀይ ጀይ(Jay Jay) ካብ ጀርመናዊ ከተማ ካርልስሩሀ ኣብ ዞባ ባደን ውርትንበርግ ትርከብ ከተማ። ኣብዝ ወብሳይት ብዛዕባ ብሀር ትግርኛ ናይ ኤርትራ ይኩን ወይ ናይ እትዮጵያ ዝኾነ ሓበረታ ትረኽቡ ትኽእሉ እኹም።